ንምትፍናን ሶማሊያን ኢትዮጵያን ኣብ ኣንካራ ዝሸምገለ ፕረዚደንት ቱርኪየ ረጂብ ጠዪብ ኤርዶዋን ኣብ ዝመጽእ ዓመት ናብተን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምብጻሕ መደብ ከም ዘለዎ ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ኤክስ ...
ምኽትል ቀዳመይቲ ሚኒስተር ካናዳ ዝጸንሐት ክርስቲያ ፍሪላንድ፡ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ጃስቲን ትሩዶ ኣብ ጉዳይ ግብሪ ምሩጽ-ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ስለ ዘይተሰማምዐት ሎሚ ሰኑይ ካብ ...
ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን፡ ምዕራባውያን ናብ ቀይሕ መስመር ገጾም ይደፍኡና ኣለዉ ክብል ከሲሱ። ንሓደ ኣኼባ ሰበ-ስልጣን ምክልኻል ዝተዛረበ ፑትን፡ ሩስያ ፡ ኣመሪካ ዝተገብሮ ዘላ ምትካል ...
ክሲ ምውራድ ስልጣን ዝተመስረተሉ ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዪወል፡ ብዛዕባ`ቲ ዝኣወጆን ንሓጺር ግዜ ዝጸንሐን ወተሃደራዊ ምሕደራ፡ ንዝቐረበሉ ዘሎ ሕቶታት ምምላስ ይኣቢ ምህላዉ ኣሶሸይትድ ...
(ኢኮዋስ)፡ ንሰለስተ ዕልዋ ዝገበራ ሃገራት ማሊ፡ ኒጀርን በርኪናፋሶን ኣብቲ ደምበ ክጸንሓሉ ዝኽእላሉ ዕድል ኣናዊሑ። እቲ እማመ ዝስማዕ ዘሎ እቲ ድምበ ካብ ምግምማዕ ንምድሓን ንዳርጋ ሓደ ዓመት ...
ተሓለቕቲ መሰላት ዩጋንዳ ፕረዚደንት ሙሰቪኒ ሰቪላውያን ብወታሃደራዊ ኣብያተ ፍርዲ ንኽዳነዩ ብዘለዎም መርገፂ ወቕIሶም። እቶም ፕረዚደንት ንተቓምቶም ንምፅቃጥ ንወታሃደራዊ ኣብያተ ፍርዲ ...
ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሶርያ ከፊላዊ ምምሕዳር ሒዞም ዝጸንሑ ኩርዳውያን፡ ኣብታ ሃገር ዘሎ ኩሉ ግጭታት ክዓርፍ ብምጽዋዕ፡ ናብቶም ኣብ ደማስቆ ስልጣን ዝሓዙ ናይ ሰላም ኢዶም ዘርጊሖም- ከም ጸብጻብ ...
ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ጨንፈረ ዞባ ማእከል ምስ ማእከል ምርምርን ዳህሳስን ተመሃሮ ብምትሕብባር ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ኣስመራ ንሓደ ሰሙን ዝተኸፍተ ምርኢት ምርምር ሮቦትን ስራሓት ዲጂታላዊ ዕዮን ...
"ምሉእ ብምሉእ ዝሰማማዕ እዩ" ክትብል ሎሚ ዓርቢ ምግላፅ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ፀብፂቡ። ትራምፕ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዝወፀ ሕትመት መፅሄት ታይምስ ከም ዝበሉዎ ዩክሬን ናይ ኣመሪካ ሚሳይል ተጠቒማ ...
መጽሄት ታይምስ ንምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ናይዚ ዓመት'ዚ ሰብ ወይ `ማን-ኦፍ ዘ ይር` ክብል ሰይምዎ። ነዚ ስዒቡ ድማ ነቲ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ዝነበረ መሸጣ ኣክስዮን ...
ኣባላት ቤት ምኽሪ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣቶ ዮሃንስ ቧያለውን ኣቶ ክርስቲያን ታደለን ብሕማም መዓንጣ ትማሊ ሓሙስ 12 ታሕሳስ 2024 ሕክምናዊ መጥባሕቲ ምስ ተገበረሎም ኣብቲ ዕለት ...